SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ዝርከቡ ኤርትራዊያን ንኣብ መደበር ስደተኛታት ዝርከቡ ህዝቦም ዝግበር ዘሎ ሓገዝ

Eritrean community in Australia
Source: Zerai and Salah

ነቶም ኣብ ሱዳን፡ ኢትዮጵያን ልብያን ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ እዋን ኮቪድ-19 ንመከላኸልን ንቀለብን ዝኸውን ሓገዝ ንምብርካት፡ ኣብ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድ ዝርከቡ ብሓባር ናይ ገንዘብ ምውጻእ ስራሕ ን ኣዋርሕ ክሰርሑ ጸኒሖም። እቲ ገንዘብ ብኸመይ ኣገባብ ተዋጺኡ ናብቶም ተጠቀምቲ ብኸመይ ይበጽሕ ከምዘሎ ንኸብርሁልና፡ ካብ ኣወሃሃድቲ ናይቲ መደብ ዝኾኑ፡ ኣቶ ሳልሕ ዕጀል ካብ ፐርዝ ከምኡ’ውን ኣቶ ዘርኣይ መወስ ካብ ኒውዚላንድ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ነቶም ኣብ ሱዳን፡ ኢትዮጵያን ልብያን ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ እዋን ኮቪድ-19 ንመከላኸልን ንቀለብን ዝኸውን ሓገዝ ንምብርካት፡ ኣብ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድ ዝርከቡ ብሓባር ናይ ገንዘብ ምውጻእ ስራሕ ን ኣዋርሕ ክሰርሑ ጸኒሖም። እቲ ገንዘብ ብኸመይ ኣገባብ ተዋጺኡ ናብቶም ተጠቀምቲ ብኸመይ ይበጽሕ ከምዘሎ ንኸብርሁልና፡ ካብ ኣወሃሃድቲ ናይቲ መደብ ዝኾኑ፡ ኣቶ ሳልሕ ዕጀል ካብ ፐርዝ ከምኡ’ውን ኣቶ ዘርኣይ መወስ ካብ ኒውዚላንድ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now