11th Awate Award students and parents Source: SBSዓዋተ፡ ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ማሕበረሰብ ኤርትራ (The Eritrean Community Language School) ናይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቶም ዝወድኡ'ሞ ኣብ ትምህርቶም ጸብለልታ ዘርኣዩን ከምኡ'ውን ኣብ ዩኒቨርስቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዛዚሞም ንዝተመረቑ ናይ ኣፍልጦ ምስክር ወረቐት ዝህብ ዕድማት ኣጋይሽን ወለዲ ተመሃሮን ኣባላት ማሕበረሰብን ኣብዝተረኽብሉ ቀዳም 20 ነሓሰ 2022 ኣብ መልበርን ተኻይዱ ኔሩ። ጸብጻብ
Published
Updated
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ዓዋተ፡ ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ማሕበረሰብ ኤርትራ (The Eritrean Community Language School) ናይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቶም ዝወድኡ'ሞ ኣብ ትምህርቶም ጸብለልታ ዘርኣዩን ከምኡ'ውን ኣብ ዩኒቨርስቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዛዚሞም ንዝተመረቑ ናይ ኣፍልጦ ምስክር ወረቐት ዝህብ ዕድማት ኣጋይሽን ወለዲ ተመሃሮን ኣባላት ማሕበረሰብን ኣብዝተረኽብሉ ቀዳም 20 ነሓሰ 2022 ኣብ መልበርን ተኻይዱ ኔሩ። ጸብጻብ