Source: SBS Tigrinyaኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝግበር ዘሎ ኲናት ኤርትራዊያን ዝተፈላለዩ ኣረኣእያታት የንጸባርቑ ኣለዉ። ብዛዕባዚ ዝተፈላለየ ኣረኣእያ ዘለዎም ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕን ኣቶ ዮናስ ሃብተስላሴን ኣዛቲናዮም ኣለና፡ ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ። ካልኣይ ክፋሉ ይስዕብ።
ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝግበር ዘሎ ኲናት ኤርትራዊያን ዝተፈላለዩ ኣረኣእያታት የንጸባርቑ ኣለዉ። ብዛዕባዚ ዝተፈላለየ ኣረኣእያ ዘለዎም ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕን ኣቶ ዮናስ ሃብተስላሴን ኣዛቲናዮም ኣለና፡ ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ። ካልኣይ ክፋሉ ይስዕብ።