SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ሰሜን ከተማ መልበርን ዝነብሩ ኤርትራውያን-ኣውስትራልያውያንን ኤርትራውያንን ስፖርታዊ ንጥፈታትን መግብታትን ዘለዎ ዓቢይ ምትእኽኻብ ኣካይዶም

Eritrean Families in Hume and the North of Melbourne celebrating
EFHN Credit: SBS Tigrinya

ኣብ’ዚ ኣብ ከተማ መልበርን፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ዛ ከተማ ዝነበሩ ኤርትራውያን ኣውስትራልያውያንን ኤርትራውያንን ቀዳም ብዙሓት ዕዱማት ዝተረኽብሉ ስፖርታዊ ንጥፈታትን መግብታትን ዝሓዘ ዓቢይ ምትእኽኻብ ኣካይዶም። ነዚ ምትእኽኻብ ዘወሃሃደ ማሕበር ኤርትራውያን ስድራቤታት ኣብ ህዩምን ሰሜንን (Eritrean Families in Hume and North - EFHN) እዩ። ቀዳም ብተወሳኺ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ክካየዱ ናይ ዝጸንሑ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ህጻናት ትሕቲ 13ን መንእሰያት ልዕሊ 14ን መዛዘሚ ተኻይዶም። ንተዓወትቲ’ውን መተባብዒ ስልማታትን ዋንጫታትን ተዓዲሎም።

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ኣብ’ዚ ኣብ ከተማ መልበርን፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ዛ ከተማ ዝነበሩ ኤርትራውያን ኣውስትራልያውያንን ኤርትራውያንን ቀዳም ብዙሓት ዕዱማት ዝተረኽብሉ ስፖርታዊ ንጥፈታትን መግብታትን ዝሓዘ ዓቢይ ምትእኽኻብ ኣካይዶም። ነዚ ምትእኽኻብ ዘወሃሃደ ማሕበር ኤርትራውያን ስድራቤታት ኣብ ህዩምን ሰሜንን (Eritrean Families in Hume and North - EFHN) እዩ። ቀዳም ብተወሳኺ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ክካየዱ ናይ ዝጸንሑ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ህጻናት ትሕቲ 13ን መንእሰያት ልዕሊ 14ን መዛዘሚ ተኻይዶም። ንተዓወትቲ’ውን መተባብዒ ስልማታትን ዋንጫታትን ተዓዲሎም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now