Source: Twitter* ኣብ ሊብያ ዘለዉ ስደተኛታት ብመቅሰፍቲ ኮረናቫይረስ ከይጸንቱ ተሰጊኡ፡ * ናይ ፈለማ ክታበት ኮሮናቫይረስ ኣብ አፍሪቃ ክፍተን አለዎ ዝበሉ ክልተ ፈረንሳዊያን ዶክተራት ብዓሌታውነት ይውቀሱ አለዉ። ኩነታት ኮቪድ-19 ኣብ ኣፍሪቃ ከመይ አሎ?
* ኣብ ሊብያ ዘለዉ ስደተኛታት ብመቅሰፍቲ ኮረናቫይረስ ከይጸንቱ ተሰጊኡ፡ * ናይ ፈለማ ክታበት ኮሮናቫይረስ ኣብ አፍሪቃ ክፍተን አለዎ ዝበሉ ክልተ ፈረንሳዊያን ዶክተራት ብዓሌታውነት ይውቀሱ አለዉ። ኩነታት ኮቪድ-19 ኣብ ኣፍሪቃ ከመይ አሎ?