Source: SBS Tigrinyaዝሓለፈ ሰንበት ኣብ’ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ፍሉይ መደብ ናይ ሓባር ኢፍጣር ብማሕበረሰብ ጀበርቲ ኣብ ኣውስትራልያ ዝተዳለወ ተኻይዱ ኔሩ። ኣብ’ቲ ኣብ ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር ኮሊንግዉድ ዝተኻየደ ስነስርዓት መራሕቲ ማሕበረሰብን ዕዱማት ኣጋይሽን ዝተረኽብሉ ኔሩ፡ ገለ ካብ'ቲ ጦብላሕታቱ አብ'ዚ ቁንጭል አቢልና ነቅርበልኩም።
ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ’ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ፍሉይ መደብ ናይ ሓባር ኢፍጣር ብማሕበረሰብ ጀበርቲ ኣብ ኣውስትራልያ ዝተዳለወ ተኻይዱ ኔሩ። ኣብ’ቲ ኣብ ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር ኮሊንግዉድ ዝተኻየደ ስነስርዓት መራሕቲ ማሕበረሰብን ዕዱማት ኣጋይሽን ዝተረኽብሉ ኔሩ፡ ገለ ካብ'ቲ ጦብላሕታቱ አብ'ዚ ቁንጭል አቢልና ነቅርበልኩም።