SKIP TO MAIN CONTENT

ኣበርክቶ እሱራት ጋዜጠኛታት ኤርትራ (ካልኣይ ክፋል)

Feature
Source: Pen Eritrea

ኣብ ቀዳማይ ክፋል ምስቶም ን 17 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝበልዩ ዘለዉ ኤርትራዊያን ጋዜጠኛታት ማለት ፍስሃየ ዮሃንስ (ጀሹዋ)፡ ስዒድ ዓብደልቃድር፡ መድሃኔ ሃይለን ሳህለ ጸጋዝኣብ (ወዲ ኢታይ)ን ዝምልከት ሓጺር ሌላ ተጌሩ ኔሩ። ንሎሚ ድማ ናይ ካልኦት 4 ካልኦት ጋዜጠኛታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ሌላ ቀሪቡ ኣሎ። እዚ መደብ ምስ ፐን ኤርትራ ብትሕብባር ዝቐርብ ዘሎ መደብ ኮይኑ፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሰላም ጌረን ተባሂሉ ኣብ ዝዝረበሉን ኢትዮጵያ ጋዜጠኛታትን እሱራት ፖለቲካ ክትፈትሕ ተራእያ፣ ኣብ ኤርትራ ግና እዚ መስርሕ ኣብ ዘይተንጸባረቐሉ ኩነታት እዩ ዝቐርብ ዘሎ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ቀዳማይ ክፋል ምስቶም ን 17 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝበልዩ ዘለዉ ኤርትራዊያን ጋዜጠኛታት ማለት ፍስሃየ ዮሃንስ (ጀሹዋ)፡ ስዒድ ዓብደልቃድር፡ መድሃኔ ሃይለን ሳህለ ጸጋዝኣብ (ወዲ ኢታይ)ን ዝምልከት ሓጺር ሌላ ተጌሩ ኔሩ። ንሎሚ ድማ ናይ ካልኦት 4 ካልኦት ጋዜጠኛታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ሌላ ቀሪቡ ኣሎ። እዚ መደብ ምስ ፐን ኤርትራ ብትሕብባር ዝቐርብ ዘሎ መደብ ኮይኑ፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሰላም ጌረን ተባሂሉ ኣብ ዝዝረበሉን ኢትዮጵያ ጋዜጠኛታትን እሱራት ፖለቲካ ክትፈትሕ ተራእያ፣ ኣብ ኤርትራ ግና እዚ መስርሕ ኣብ ዘይተንጸባረቐሉ ኩነታት እዩ ዝቐርብ ዘሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now