SKIP TO MAIN CONTENT

“ካብ ምዕባለን ካብ ስራሕን ድሒርና ኢና ጸኒሕና” ኤርትራዊያን ነጋዶ

Report
Source: SBS Tigrinya

ዶብ ኤርትራ ኢትዮጵያን ድሕሪ ምኽፋቱ ብዙሓት ኤርትራዊያን ንዝተፈላለየ ምኽንያታት ናብ ትግራይ ይኣትዉ ኣለዉ። ገለ ካብኣቶም ንስራሕ ንግዲ ኢሎም ዝኣተዉ ኣለዉ፡፡ እቶም ነጋዶ “ኣብ ከተማ መቐለ ብፍሉይ መሸጢ ቦታ ተዋሂቡና ብነጻነት ንሰርሕ ኣለና።” ክብሉ ንኣብ ትግራይ ትርከብ ሪፖርተር ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ገሊጾሙላ ኣለዉ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትሰምዑ ትኽእሉ ኢኩም፡፣

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዶብ ኤርትራ ኢትዮጵያን ድሕሪ ምኽፋቱ ብዙሓት ኤርትራዊያን ንዝተፈላለየ ምኽንያታት ናብ ትግራይ ይኣትዉ ኣለዉ። ገለ ካብኣቶም ንስራሕ ንግዲ ኢሎም ዝኣተዉ ኣለዉ፡፡ እቶም ነጋዶ “ኣብ ከተማ መቐለ ብፍሉይ መሸጢ ቦታ ተዋሂቡና ብነጻነት ንሰርሕ ኣለና።” ክብሉ ንኣብ ትግራይ ትርከብ ሪፖርተር ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ገሊጾሙላ ኣለዉ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትሰምዑ ትኽእሉ ኢኩም፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now