Source: Twitterሰሙናዊ መደብ ስፖርት (06/07/2020) ኣብ 2019 ኣብ ኡጋንዳ ዑቕባ ዝሓተቱ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብዘይድልየቶም ብቕጽበት ናብ ኤርትራ ከይምለሱ ስግኣት ከምዘለዎም ገሊጾም፡ ወናኒ ክብረወሰን ዓለም ማራቶን ዝነበረ ኬንያዊ ዊልሰን ኪፕሳንግ ሕግታት ጸረ-ዶፒንግ ጥሒሱ ብኣትለቲክስ ዓለም ንኣርባዕተ ዓመታት ተኣጊዱ፡ ኣብ ዙር ፈረንሳ ቀዳሞት ተሳተፍቲ መን’ዮም፡ ፈላማይ መድረኻዊ ዓወት ዘመዝገበ ኣፍሪቃዊ መን’ዩ፡ ተሳትፎ ኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ ከመይ ይቕጽል ኣሎ፡
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (06/07/2020) ኣብ 2019 ኣብ ኡጋንዳ ዑቕባ ዝሓተቱ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብዘይድልየቶም ብቕጽበት ናብ ኤርትራ ከይምለሱ ስግኣት ከምዘለዎም ገሊጾም፡ ወናኒ ክብረወሰን ዓለም ማራቶን ዝነበረ ኬንያዊ ዊልሰን ኪፕሳንግ ሕግታት ጸረ-ዶፒንግ ጥሒሱ ብኣትለቲክስ ዓለም ንኣርባዕተ ዓመታት ተኣጊዱ፡ ኣብ ዙር ፈረንሳ ቀዳሞት ተሳተፍቲ መን’ዮም፡ ፈላማይ መድረኻዊ ዓወት ዘመዝገበ ኣፍሪቃዊ መን’ዩ፡ ተሳትፎ ኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ ከመይ ይቕጽል ኣሎ፡