“ኩሉ ሰብ ኣፍራዛን ባዴላን ብሓደ ኢድ፡ ጠበንጃኡ’ኸኣ ተሓንጊጡ ክኸይድ ኣለዎ።” ፕ/ ኢሳያስ ኣፈወርቂ
Credit: ERi Tv
ፕረሲደንት ናይ ኤርትራ ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብቲ ብ ኣርባዕተ ክፋላት ዝተዘርግሐ ዝሃቦ ሰፊሕ ናይ ወጻኢን ዉሽጢ ሃገርን ትንታነ፡ ሓይልታት ምክልኻል ከም ቀንዲ ሕመረት ህዝቢ ካብ ዓዲ ብዞባን ንኡስ ዞባን ተወዲቡ ኣብቲ ዝግበር ስራሓት ህዝቢ ክሳተፍ ጸዊዑ። ኩሉ ኣብ ወጻኢን ኣብ ዉሽጢን ዝነብር ህዝቢ ኣብ ጎኒ ሓልታት ምክልኻል ክስለፍ ጸዊዑ።
Share