ኣብ ኢትዮጵያ፣ መዓስከር ኣለምዋጭ ተዓቝቦም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ህይወቶምን ንብረቶምን ኣብ ሓደጋ ከምዘሎ ገሊጾም።

Credit: Timon Reinhard/Unsplash
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ ተዓቝቦም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ህይወቶምን ንብረቶምን ኣብ ሓደጋ ከምዘሎ ገሊጾም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርኸብ ኤምባሲ ኣመሪካ ንሱዳናውያን፡ስደተኛታት ንምሕጋዝ ድልውነቱ ገሊጹ። ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ሱዳን መዕቆቢ ስደተኛታት ዝርከቡ ተጋሩ ሓለዋ ክግበረሎም ፀዊዑ።
Share