"መንግስቲ ኤርትራ ብመንገዲ ኤምባሲኡ ሰባት ልኢኹ ከፈራርሓና ዕግርግር ይፈጥርን ይሃርመናን አሎ" ኤርትራውያን ስደተኛታት አብ እስራኤል13:18ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (24.37MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: FB ilia yefimovich/picture-alliance/dpa/AP Imagesመምህር ብሉጽ ኢያሱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣፍደገ ቤት ጽሕፈት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እስራኤል (ቴል ኣቪቭ) ብዛዕባ ዘካየድዎ ሰላማዊ ሰልፊን ኣንጻር ተግባራት ኤምባሲ ኤርትራ አብ እስራኤል ዝዓለመ ዘረከብዎ ናይ ጥርዓን ደብዳቤን መብርሂ ሂብና'ሎ፡Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (24.37MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 25 June 2018 10:23pmBy SBS TigrinyaSource: SBSAvailable in other languagesSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareመምህር ብሉጽ ኢያሱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣፍደገ ቤት ጽሕፈት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እስራኤል (ቴል ኣቪቭ) ብዛዕባ ዘካየድዎ ሰላማዊ ሰልፊን ኣንጻር ተግባራት ኤምባሲ ኤርትራ አብ እስራኤል ዝዓለመ ዘረከብዎ ናይ ጥርዓን ደብዳቤን መብርሂ ሂብና'ሎ፡ShareLatest podcast episodes50:15ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (13 ነሓሰ 2026)podcast episode50 minutes 15 seconds35:48"ካብ ዓደይ ካብ ዝወጽእ ነዊሕ'ዩ ኮይኑ፡ ንትግራይ ግና ብዝኾነት ሃገር ክልውጣ ኣይክእል እየ፣" ን 40 ዓመታት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተቐመጠ ኣቶ ብርሃነ ሓድጉ።podcast episode35 minutes 48 seconds09:44ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (13 ነሓሰ 2026)podcast episode9 minutes 44 seconds10:59ሓይልታት ህጹጽ ደገፍ ሱዳን (RSF) ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባዊት ከተማ ተዳቡ መጥቃዕቲ ከፊቱ። (ጸብጻብ)podcast episode10 minutes 59 seconds