SKIP TO MAIN CONTENT

“ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ኣክሱም ብገበን ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ዘኽስስ ቅትለት ንጹሃን ኣካይዱ።” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

Homeland Report
Source: Getty Images

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝመርሖ ምርመራ ብህጹጽ ክግበረሉ ዝተጠርጠረ ፍርዲ፣ ስድራቤት ግዳያት ካሕሳ ክረኽቡ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸዊዑ። ሓላፊ ቢሮ ኮንስትራክሽን መገድን ትራንስፖርትን ጊዜያዊ መንግስቲ ትግራይ ብወገኑ ትግራይ ንሰላሳ ዓመታት ዘዋህለለቶ ሃብቲ ብዕጡቓት ኣምሓራን ኤርትራን ከም ዝዓነወን ከም ዝተዘምተን ኣብሪሁ። ሮይተርስ ብግዲኡ ኣብዚ ቅንያት ኣብ ከባቢ ከተማ ግጀት ውግእ ኣብ ዘይብሉ እዋን ልዕሊ 500 ገዛውቲ ከም ዝነደደ ሓቢሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝመርሖ ምርመራ ብህጹጽ ክግበረሉ ዝተጠርጠረ ፍርዲ፣ ስድራቤት ግዳያት ካሕሳ ክረኽቡ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸዊዑ። ሓላፊ ቢሮ ኮንስትራክሽን መገድን ትራንስፖርትን ጊዜያዊ መንግስቲ ትግራይ ብወገኑ ትግራይ ንሰላሳ ዓመታት ዘዋህለለቶ ሃብቲ ብዕጡቓት ኣምሓራን ኤርትራን ከም ዝዓነወን ከም ዝተዘምተን ኣብሪሁ። ሮይተርስ ብግዲኡ ኣብዚ ቅንያት ኣብ ከባቢ ከተማ ግጀት ውግእ ኣብ ዘይብሉ እዋን ልዕሊ 500 ገዛውቲ ከም ዝነደደ ሓቢሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now