ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንዙር ሩዋንዳ ዓብሊሎሞ፣ ናትናኤል ተስፋጽዮን ሻምፒዮን ብምዃን ቢጫ ማልያ ለቢሱ

Eritrean Natnael Tesfatsion wins Tour du Rwanda

ዙር ሩዋንዳ ብዓወት ናትናኤል ተስፋጽዮን ተዛዚሙ Source: Tour du Rwanda

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/02/2022) * ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ 10ሽሕ ሜትሮ ሓድሽ ክብረወሰን ከተምዝግብ እንከላ ኤርትራዊት ራሄል ዳንኤል ከኣ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መሮር ተዓዊታ፥ * ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ዙር ሩዋንዳ ብዓብላሊ ተዓዊቶም፣ ናትናኤል ተስፋጽዮን ድርብ ጽዋዕ ብምዕታር ብሉጽ ኣፍሪቃዊን ብሉጽ መንእሰይን ተቐዳዳማይ ኮይኑ ክዕወት እንከሎ ሄኖክ ምሉእብርሃን ከኣ ኣብ ምድብ መንእሰያት ካልኣይ ወጺኡ: * ኣብ ዙር ኢማራት ዓረብ ዝተቐዳደመ መርሃዊ ቅዱስ ከኣ ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊቡ፥ * ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተኸቲሎም ዝውሰዱ ዘለው ናይ እገዳን ምሕሳምን ስጉምቲታት ንስፖርት ዓለምና ኣብ ማእከል ዝገበሩ ብምዃኖም ስፖርት፣ ሰብኣዊ መሰላት፣ ፖለቲካን ቁጠባን ኣብ ሓደ እዋን ቆላሕታ ረኺቦም ትኹረት ዓለም ዝሰሓብሉ ኮይኑ፡



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now