"ንሃገርና እናተቓለስና ነብስና ጽቡቕ ኣለና ንብል ኔርና፡ ድሕነት ህዝብና ዝፈታተን ኮቪድ ግን ቀዳምነት ሒዙ"አቶ የዕብዮ መስፍን12:46ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (23.39MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: FBኣብ ሕ.መ.ኣ. ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ዝነብሩ ኤርትራውያን 'ሓይሊ ዕማም ጥዕና ኤርትራውያን ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኡን' ዝብል ተበግሶ ብምጅማር ንለበዳ ኮቪድ19 ዝምልከት ሓበሬታ ንማሕበረሰብ ንምቅራብን ሞያተኛታት አተአኻኺቦም ካልስ ዝድለ ደገፍ ንምብርካትን ይንቀሳቀሱ አለው። ነዚ ዝምልከት ሓደ ካብቶም አወሃሃድቲ ምስ ዝኾነ አቶ የዕብዮ መስፍን ዕላል አካይድና አለና።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (23.39MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 27 March 2020 1:18pmUpdated 27 March 2020 2:52pmSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareኣብ ሕ.መ.ኣ. ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ዝነብሩ ኤርትራውያን 'ሓይሊ ዕማም ጥዕና ኤርትራውያን ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኡን' ዝብል ተበግሶ ብምጅማር ንለበዳ ኮቪድ19 ዝምልከት ሓበሬታ ንማሕበረሰብ ንምቅራብን ሞያተኛታት አተአኻኺቦም ካልስ ዝድለ ደገፍ ንምብርካትን ይንቀሳቀሱ አለው። ነዚ ዝምልከት ሓደ ካብቶም አወሃሃድቲ ምስ ዝኾነ አቶ የዕብዮ መስፍን ዕላል አካይድና አለና።ShareLatest podcast episodes14:03ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ SBS #117 Borrowing books at the library (Med)podcast episode14 minutes 3 seconds06:17ኣብ ትግራይ ከባቢ መቐለ መጥቓዕቲ ድሮን ተፈጺሙ። (ጸብጻብ)podcast episode6 minutes 17 seconds09:04ኣማራጺታት ክንክን ሕርስን ጥንስን ኣብ ኣውስትራሊያ፡podcast episode9 minutes 4 seconds06:38ናብ ትግራይ ካብ ዝኣቱ፡ ካብ ትግራይ ዝወጽእ ብዝሒ ሰብ እናወሰኸ ይኸይድ። (ጸብጻብ)podcast episode6 minutes 38 seconds