Source: Wikipediaክቡራት ሰማዕትና ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ኣብ ኣሻቓሊ ኩነታት ይርከብ ኣሎ። ኩነታቶም ንምፍላጥ ኣብ ዝፈተንናሉ ምስ ሓደ ካብ ኣብ ከተማ መቐለ ምስ ስድርኡ ኣብ ስግኣት ኣለኹ ዝበለና ኤርትራዊ ስደተኛ ብስልኪ ተራኺብና። እቲ ዘለውዎ ከቢድ ኩነታት (ብኻልእ ሳልሳይ ኣካል ምርግጋጹ ኣጸጋሚ'ኳ እንተኾነ) ዝሓልፍዎ ዘለው ተሞክሮን ኣብ'ቲ ኩነታት ዘለዎም ርድኢትን ስለዝኾነ እቲ ድምጹ ቁሩብ ቀይርናን ስሙ ዓቂብናን ናባኹም ነቕርቦ ኣለና። "ኤርትራውያን ኣብ ትግራይ ብፍርሒ ተዋሒጦም እዮም ዝነብሩን ዝሕብኡን ዘለው" “ንሕና እቲ ሕጂ ብህጹጽ ንደልዮ በቃ ገንዘብና ሃቡና፡ ባንክ ክፈቱልና።” “ነዞም ሓደስቲ ኣመሓደርቲ ትግራይ ህዝቢ 'ንስኹም ኣሕሊፍኩም ሂብኩምና ኢኹም' እዩ ዝብሎም ዘሎ።”
ክቡራት ሰማዕትና ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ኣብ ኣሻቓሊ ኩነታት ይርከብ ኣሎ። ኩነታቶም ንምፍላጥ ኣብ ዝፈተንናሉ ምስ ሓደ ካብ ኣብ ከተማ መቐለ ምስ ስድርኡ ኣብ ስግኣት ኣለኹ ዝበለና ኤርትራዊ ስደተኛ ብስልኪ ተራኺብና። እቲ ዘለውዎ ከቢድ ኩነታት (ብኻልእ ሳልሳይ ኣካል ምርግጋጹ ኣጸጋሚ'ኳ እንተኾነ) ዝሓልፍዎ ዘለው ተሞክሮን ኣብ'ቲ ኩነታት ዘለዎም ርድኢትን ስለዝኾነ እቲ ድምጹ ቁሩብ ቀይርናን ስሙ ዓቂብናን ናባኹም ነቕርቦ ኣለና። "ኤርትራውያን ኣብ ትግራይ ብፍርሒ ተዋሒጦም እዮም ዝነብሩን ዝሕብኡን ዘለው" “ንሕና እቲ ሕጂ ብህጹጽ ንደልዮ በቃ ገንዘብና ሃቡና፡ ባንክ ክፈቱልና።” “ነዞም ሓደስቲ ኣመሓደርቲ ትግራይ ህዝቢ 'ንስኹም ኣሕሊፍኩም ሂብኩምና ኢኹም' እዩ ዝብሎም ዘሎ።”