Eritrea Swedish Alexander Isak scores for Sweden at a world cup qualifying game Source: YouTubeሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/03/2021) * ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣፍኮን 2021 ኢትዮጵያ ንማዳጋስካር ብገፊሕ 4-0 ክትስዕራ እንከላ ቡርኪናፋሶን ጊኒን ምሕላፈን ኣረጋጊጸን፡ * ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ምስ ዝላታን ኢብራሂሞቪች ተሰሊፉ ብምጽዋት ሽቶ ኣመዝጊቡ፡ * ኣብ ከተማ ጎተንበርግ ዝመደበራ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ጋንታታት ሽወደን ትሳተፍ ኣብ’ታ ሃገር ካብ’ተን ቀዳሞት ዝተመስረታ ጋንታታት ተባሂላ ትቑጸርን ሓንቲ ጋንታ ንዝኽሪ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ ስሙ ዝተጻሕፎ ማልያታት ዘርጊሓ፡ * ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ክካየዱ ኣብ ዝቐነዩ ቅድድማት ብሽግለታ ኤርትራዊያን ተቐዳደምቲ ንኡድ ተሳትፎኦምን ብቕዓቶምን ምምስካር ይቕጽሉ’ለው፡ * ንምንታይ’ዮም ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ኤውሮጳ ኣንጻር ዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ተቓውሞታት ዘስምዑ ዘለው፧
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/03/2021) * ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣፍኮን 2021 ኢትዮጵያ ንማዳጋስካር ብገፊሕ 4-0 ክትስዕራ እንከላ ቡርኪናፋሶን ጊኒን ምሕላፈን ኣረጋጊጸን፡ * ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ምስ ዝላታን ኢብራሂሞቪች ተሰሊፉ ብምጽዋት ሽቶ ኣመዝጊቡ፡ * ኣብ ከተማ ጎተንበርግ ዝመደበራ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ጋንታታት ሽወደን ትሳተፍ ኣብ’ታ ሃገር ካብ’ተን ቀዳሞት ዝተመስረታ ጋንታታት ተባሂላ ትቑጸርን ሓንቲ ጋንታ ንዝኽሪ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ ስሙ ዝተጻሕፎ ማልያታት ዘርጊሓ፡ * ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ክካየዱ ኣብ ዝቐነዩ ቅድድማት ብሽግለታ ኤርትራዊያን ተቐዳደምቲ ንኡድ ተሳትፎኦምን ብቕዓቶምን ምምስካር ይቕጽሉ’ለው፡ * ንምንታይ’ዮም ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ኤውሮጳ ኣንጻር ዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ተቓውሞታት ዘስምዑ ዘለው፧