Source: Cross de Atapuercaሰሙናዊ መደብ ስፖርት (15/11/2021) * ኣብ በርጎስ ስፐይን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ መሮር ኤርትራውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ጾታታት ተዓዊቶም፡ * መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ናይ መወዳእታ ምዕራፎም ኣብ ዝዛዘምሉ ኢትዮጵያ ኣንጻር ጋናን ዚምባብወን 1-1 ማዕረ ብምውጻእ ጉዕዞኣ ኣጠናቒቓ፡ ጋና ንደቡብ ኣፍሪቃ ስዒራ ናብ ግጥማት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሰጊራ፡ * ኣብ ኡጋንዳ ክካየዱ ዝቐነዩ ግጥማት ሻምፒዮና ኩ’እግሪ ሴካፋ ደቀንስትዮ ት20 ብዓወት ኢትዮጵያ ተዛዚሞም፡ ኢትዮጵያ ኣብ’ዚ ንፈለማ ግዜኡ ዝተኻየደ ውራይ ንኡጋንዳ 3-2 ስዒራታ፡ * ትስፉው መጻኢ ኣብ ቅድሚኣ ዝጽበያ ዝነበረ መንእሰይ ተቐዳዳሚት ብሽግለታ ኤርትራ ደሴት ኪዳነ ኣብ ልምምድ እንከላ ብመኪና ተሃሪማ ድሕሪ ምማታ ዝሓለፈ ሰሙን ስነስርዓት ቀብራ ተፈጺሙ፡
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (15/11/2021) * ኣብ በርጎስ ስፐይን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ መሮር ኤርትራውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ጾታታት ተዓዊቶም፡ * መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ናይ መወዳእታ ምዕራፎም ኣብ ዝዛዘምሉ ኢትዮጵያ ኣንጻር ጋናን ዚምባብወን 1-1 ማዕረ ብምውጻእ ጉዕዞኣ ኣጠናቒቓ፡ ጋና ንደቡብ ኣፍሪቃ ስዒራ ናብ ግጥማት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሰጊራ፡ * ኣብ ኡጋንዳ ክካየዱ ዝቐነዩ ግጥማት ሻምፒዮና ኩ’እግሪ ሴካፋ ደቀንስትዮ ት20 ብዓወት ኢትዮጵያ ተዛዚሞም፡ ኢትዮጵያ ኣብ’ዚ ንፈለማ ግዜኡ ዝተኻየደ ውራይ ንኡጋንዳ 3-2 ስዒራታ፡ * ትስፉው መጻኢ ኣብ ቅድሚኣ ዝጽበያ ዝነበረ መንእሰይ ተቐዳዳሚት ብሽግለታ ኤርትራ ደሴት ኪዳነ ኣብ ልምምድ እንከላ ብመኪና ተሃሪማ ድሕሪ ምማታ ዝሓለፈ ሰሙን ስነስርዓት ቀብራ ተፈጺሙ፡