"ፓስቶር ተስፋይ ጥራይ ኣይኮነን ምስ ሞተ መቕበሪ ቦታ ዝተኸልአ።" ሃኒባል ዳኒኤል

Credit: Hanibal Daniel
ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ብእምነቶም ዝእሰሩን ዝሳቐዩን ዝጣበቕ ኣቶ ሃኒባል ዳንኤል ብዛዕባ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ኣብ ንዓሰርተ ዓመት ተኣሲሩ ምስተፈትሐ ዝዓረፈ እሞ ብዛዕባ ቀብሩ ከሰሓሕብ ዝቐነየ ፓስቶርን ብዛዕባ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ካብ ከረን ዝተኣስሩ 30 ኣመንቲን መዝሙር ክሰርሑ ዝተኣስሩ ልዕሊ 100 መንእሰያትን ሓበሬታ ሂቡና ኣሎ።
Share