SKIP TO MAIN CONTENT

ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኤርትራ ሕጂ’ውን ኣተሓሳሳቢ ከምዘሎ ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ ገሊጹ።

Feature
Tibor Nagy Source: AAP (SBS)

ቲቦር ናግይ፡ ናይ ኣመሪካ ስቴት ደፓርትመንት ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ኣብ ኣፍሪቃ ትማሊ ኣብ ናይ ኮንግረስ ኣብ ዘስምዖ ቃል፡ ኣብዝቅሩብ ኣዋርሕ ኣመሪካ ኮነ ኢላ ምስ ኤርትራ ጽምዶ ክትገብር እኳ እንተፈተነት፡ እቲ ኣብ 2009 ዝተነብረ ማዕቀብ ንምእላይ ግዚኡ ኣይኮነን ኢሉ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቲቦር ናግይ፡ ናይ ኣመሪካ ስቴት ደፓርትመንት ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ኣብ ኣፍሪቃ ትማሊ ኣብ ናይ ኮንግረስ ኣብ ዘስምዖ ቃል፡ ኣብዝቅሩብ ኣዋርሕ ኣመሪካ ኮነ ኢላ ምስ ኤርትራ ጽምዶ ክትገብር እኳ እንተፈተነት፡ እቲ ኣብ 2009 ዝተነብረ ማዕቀብ ንምእላይ ግዚኡ ኣይኮነን ኢሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now