Source: EBC TM“ስለዚ እቲ ዘሎ መንግስቲ ከብቅዕዩ ክንብል ከለና እቲ ኣብ ሓሓሙሽተ ዓመት ተመሪጹ ናብ ስልጣን ዝመጹ፡ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ፡ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ከም ኡውን እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝመርሖ ካቤኔ ወይ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ከም ትካላት ካብ ጽባህ ህይወት የብሎምን። ስለዚ ካብ ጽባሕ 25 መስከረም ኣትሒዙ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝበሃል የለን፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ዝበሃል የለን፡ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ዝበሃል የለን፡ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ዝበሃል የለን። ኣፍልጦ ኣይንህቦም ንሳቶም ዝህብዎ መምርሒ ተቐባልነት የብሉን።” ጌታቸው ረዳ
“ስለዚ እቲ ዘሎ መንግስቲ ከብቅዕዩ ክንብል ከለና እቲ ኣብ ሓሓሙሽተ ዓመት ተመሪጹ ናብ ስልጣን ዝመጹ፡ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ፡ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ከም ኡውን እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝመርሖ ካቤኔ ወይ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ከም ትካላት ካብ ጽባህ ህይወት የብሎምን። ስለዚ ካብ ጽባሕ 25 መስከረም ኣትሒዙ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝበሃል የለን፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ዝበሃል የለን፡ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ዝበሃል የለን፡ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ዝበሃል የለን። ኣፍልጦ ኣይንህቦም ንሳቶም ዝህብዎ መምርሒ ተቐባልነት የብሉን።” ጌታቸው ረዳ