SKIP TO MAIN CONTENT

“ካብ ሰሉስ፡ ቀዳማይ ሚኒስተርን ምክትሉን፡ ካልኦት ብህዝቢ ዝተመርጹ መሓዉራት ፈደራል መንግስቲ የለውን።” መንግስቲ ክልል ትግራይ “ሓይሊታት ጸጥታ ናብቲ ክልል ኣዋፊርና ስርዓት ከነትሕዞ ኢና” ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ

SBS Tigrinya News
Source: EBC TM

“ስለዚ እቲ ዘሎ መንግስቲ ከብቅዕዩ ክንብል ከለና እቲ ኣብ ሓሓሙሽተ ዓመት ተመሪጹ ናብ ስልጣን ዝመጹ፡ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ፡ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ከም ኡውን እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝመርሖ ካቤኔ ወይ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ከም ትካላት ካብ ጽባህ ህይወት የብሎምን። ስለዚ ካብ ጽባሕ 25 መስከረም ኣትሒዙ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝበሃል የለን፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ዝበሃል የለን፡ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ዝበሃል የለን፡ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ዝበሃል የለን። ኣፍልጦ ኣይንህቦም ንሳቶም ዝህብዎ መምርሒ ተቐባልነት የብሉን።” ጌታቸው ረዳ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

“ስለዚ እቲ ዘሎ መንግስቲ ከብቅዕዩ ክንብል ከለና እቲ ኣብ ሓሓሙሽተ ዓመት ተመሪጹ ናብ ስልጣን ዝመጹ፡ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ፡ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ከም ኡውን እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝመርሖ ካቤኔ ወይ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ከም ትካላት ካብ ጽባህ ህይወት የብሎምን። ስለዚ ካብ ጽባሕ 25 መስከረም ኣትሒዙ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝበሃል የለን፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ዝበሃል የለን፡ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ዝበሃል የለን፡ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ዝበሃል የለን። ኣፍልጦ ኣይንህቦም ንሳቶም ዝህብዎ መምርሒ ተቐባልነት የብሉን።” ጌታቸው ረዳ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now