Ethiopian comunity protest in Melbourne (SBS) Source: Ethiopian comunity protest in Melbourne (SBS)እዚ ኣብ ውሽጢ 25 ዓመታት ንፈለማ ጊዜ ኣብታ ሃገር ዝተኣወጀ ናይ ህጹጽ እዋን ኩነታት ኣዋጅ እንታይ ኬስዕብ ይኽእል? መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ነቲ ኣብታ ሃገር ዝተወልዐ ተቓውሞታት ብናይ ደገ ሓይልታት ዝተመዝመዘ ምዃኑ እዩ ዚገልጽ። በቲ ሓደ ወገን ድማ ኣብታ ሃገር ቅቡል ምዕዝምዛም ህዝቢ ከምዘሎ ይገልጽ። እሞ ደኣ ነዚ ኢድ ናይ ደገ ሓይልታት ኣለዎ ዝበሎ ተቓውሞታት ኮነ ነቲ መሰረታዊ ዴሞክራስያዊ ጠለባትን ብኸመይ እዩ ኪምልሶ? ብመሰረት እቲ መንግስቲ ኪኽተሎ ዚኽእል ፖሊሲታት ብውሑዱ እዘን ዚስዕባ ሰለስተ ሲናርዮታት ኽንርኢ ተኽእሎ ኣሎ......
እዚ ኣብ ውሽጢ 25 ዓመታት ንፈለማ ጊዜ ኣብታ ሃገር ዝተኣወጀ ናይ ህጹጽ እዋን ኩነታት ኣዋጅ እንታይ ኬስዕብ ይኽእል? መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ነቲ ኣብታ ሃገር ዝተወልዐ ተቓውሞታት ብናይ ደገ ሓይልታት ዝተመዝመዘ ምዃኑ እዩ ዚገልጽ። በቲ ሓደ ወገን ድማ ኣብታ ሃገር ቅቡል ምዕዝምዛም ህዝቢ ከምዘሎ ይገልጽ። እሞ ደኣ ነዚ ኢድ ናይ ደገ ሓይልታት ኣለዎ ዝበሎ ተቓውሞታት ኮነ ነቲ መሰረታዊ ዴሞክራስያዊ ጠለባትን ብኸመይ እዩ ኪምልሶ? ብመሰረት እቲ መንግስቲ ኪኽተሎ ዚኽእል ፖሊሲታት ብውሑዱ እዘን ዚስዕባ ሰለስተ ሲናርዮታት ኽንርኢ ተኽእሎ ኣሎ......