ከተማ ኣስመራ ድምጺ ነትጒ ተሰሚዑ፡ ኣብ ትግራይ ፋብሪካታት ተወቒዑ፡ እቲ ኲናት ናብ ሰፊሕ ቦታታትን ክንዮ ዶብ ኢትዮጵያን ሰጊሩ።

Homeland Report

Source: Tigray Media

ኣብ ዋና ከተማ ኤርትራ ኣስመራ፡ ከባቢ መዕርፎ ነፈርቲ ሓያል ነትጒ ከምዝተሰምዐ ነበርቲ እታ ከአተማ ኣረጋጊጾም። ዛጊት መንግስቲ ኤርትራ መግለጺ እንተዘይሃበሉኳ፡ ድሕር’ቲ ኣብ ባህርዳርን ጎንደርን መጥቃዕቲ ፈጺመ ዝበሎ መንግስቲ ክልል ትግራይ፡ ወሃቢ ቃል ናይ ትግራይ ሰንትራል ኮማንድ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ብዛዕባ ቀጻሊ መጥቃዕቲ ከምዚ ዝስዕብ ኢሉ ኔሩ። "ኣብ ባህርዳርን ጎንደርን ኣብ ወተሃደራዊ ንጥፈታት ዝርከቡ ዝተፈልዩ ከባቢታት ዒላማ ጌርና ብሚሳይል ሃሪምና ኢለና። ኣብ ዝቕጽል መዓልታት ኣብ ባህርዳርን ጎንደርን ብተመሳሳሊ'ውን ኣብ ኣስመራን ባጽዕን ካልእ ከባቢን ዘሎ ወተሃደራዊ ንጥፈታት ንምምካን ብሚሳይል ክንወቅዕ ኢና።” ብዘይካዚ ናይ ክልል ትግራይ ፕረሲደንት ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሓዱሽ ፋብሪካ ልማዓት ሽኮር ወልቃይት ውን ብነፈርቲ ተደብዲቡ ክብል ገሊጹ ኣሎ። ዝርዝር ናይቲ መግለጺኡ ኣብዚ ቐሪቡ ኣሎ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service