SKIP TO MAIN CONTENT

ኢትዮጵያ ኣብ ካሊ2022 ብብዝሒ መዳልያታት ሳልሰይቲ ወጺኣ ተሳትፎኣ ብዓወት ዛዚማ፣ ኤርትራ ሓደ ብሩርን ነሓስን ተሰሊማ

Yihune gets gold in Cali
ኣዲሱ ይሁኔ ኣብ 5000ሜ ይዕወት፣ መርሃዊ መብራህቱን ሃብቶም ሳሙኤልን 2ይን 3ይን ወጺኦም Credit: World Athletics

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/08/2022) * ኢትዮጵያዊት ጎያይት ታዱ ናረ ቀዳም ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ 10ኪሜ ሽዋነ ስፓር ግራንድ ፕሪ ተዓዊታ፥ * ኣብ ኮሎምቢያ ክካየድ ዝቐነየ ሻምፒዮና መንእሰያት ት20 ኣትለቲክስ ዓለም፣ ካሊ 2022፣ ኢትዮጵያ ብብዝሒ መዳልያታት ሳልሰይቲ ወጺኣ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ቩወልታ ኣ በርጎስ ኤርትራውያን መርሃዊ ቅዱስን ኣማኑኤል ገ/ሄርን ክሳተፉ እንከለዉ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃንን ኣብ ዙር ሳዝካ ተሳትፊኦም፣ * ቁጠባዊ ምዕባለን ሃብትን ናይ ሓንቲ ሃገር ኣብ ምሕፋስ ብዙሓት መዳልያታት ኣብ ኦሎምፒክስን ካልኦት ዓለምለኻዊ ውራያትን ወሳኒ ድዩ፧

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/08/2022) * ኢትዮጵያዊት ጎያይት ታዱ ናረ ቀዳም ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ 10ኪሜ ሽዋነ ስፓር ግራንድ ፕሪ ተዓዊታ፥ * ኣብ ኮሎምቢያ ክካየድ ዝቐነየ ሻምፒዮና መንእሰያት ት20 ኣትለቲክስ ዓለም፣ ካሊ 2022፣ ኢትዮጵያ ብብዝሒ መዳልያታት ሳልሰይቲ ወጺኣ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ቩወልታ ኣ በርጎስ ኤርትራውያን መርሃዊ ቅዱስን ኣማኑኤል ገ/ሄርን ክሳተፉ እንከለዉ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃንን ኣብ ዙር ሳዝካ ተሳትፊኦም፣ * ቁጠባዊ ምዕባለን ሃብትን ናይ ሓንቲ ሃገር ኣብ ምሕፋስ ብዙሓት መዳልያታት ኣብ ኦሎምፒክስን ካልኦት ዓለምለኻዊ ውራያትን ወሳኒ ድዩ፧

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now