SKIP TO MAIN CONTENT

ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ መንገዲ ኣፍሪቃ - ደቡብ ኣፍሪቃ ትዕብልል: ኢትዮጵያ ኣብ ቅድድም-መብረ ሳልሰይቲ ትወጽእ፡ ኤርትራ ኣይተሳተፈትን

Ethiopian women finish third in Cairo
Source: Getty

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/03/2021) * ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ ብብዝሒ ዝሳተፍሎም ዓለምለኸ ቅድድማት ብሽግለታ ይካየዱ ኣለው፡ * ኣብ ካይሮ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ መንገዲ ኣፍሪቃ 2021 ተኻይዶም፡ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝበዝሐ መዳልያታት ክትዕወት እንከላ ኢትዮጵያ ኣብ ቅድድም ምቅብባል ሳልሰይቲ ወጺኣ፡ ኤርትራ ኣብ’ዚ ዓመት ኣብ’ዚ ውራይ ኣይተሳተፈትን፡ * ናይ መወዓውዒ ውዕል ኣብ መንጎ ኣርሴናልን መንግስቲ ሩዋንዳን ውዕሉ ክሕደስ ኣብ ዝቃረበሉ ዘሎ እዋን ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ሩዋንዳ ስክፍታታት ይፈጥሩ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/03/2021) * ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ ብብዝሒ ዝሳተፍሎም ዓለምለኸ ቅድድማት ብሽግለታ ይካየዱ ኣለው፡ * ኣብ ካይሮ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ መንገዲ ኣፍሪቃ 2021 ተኻይዶም፡ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝበዝሐ መዳልያታት ክትዕወት እንከላ ኢትዮጵያ ኣብ ቅድድም ምቅብባል ሳልሰይቲ ወጺኣ፡ ኤርትራ ኣብ’ዚ ዓመት ኣብ’ዚ ውራይ ኣይተሳተፈትን፡ * ናይ መወዓውዒ ውዕል ኣብ መንጎ ኣርሴናልን መንግስቲ ሩዋንዳን ውዕሉ ክሕደስ ኣብ ዝቃረበሉ ዘሎ እዋን ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ሩዋንዳ ስክፍታታት ይፈጥሩ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now