SKIP TO MAIN CONTENT

ኢትዮጵያ ካብ ኩሎም ዝሓለፉ ሻምፒዮናታት ኣትለቲክስ ዓለም ዝበዝሐ መዳልያታት ወርቂ ዓቲራ፣ ቢንያም ናብ ዓለምለኻዊ ቅድድም ተመሊሱ

Biniam Girmay
Source: Intermarche

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (25/07/2022) * ኣብ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ዓለም ኦሬገን 2022 ኢትዮጵያ ብለተሰንበት ግደይ፣ ታምራት ቶላ፣ ጎትይቶም ገብረስላሰን ጉዳፍ ጸጋይን ኣቢላ 4 መዳልያታት ወርቂ ወሲዳ፣ ብብዝሒ መዳልያታት ካልኣይቲ ኮይና ተሳትፎኣ ዛዚማ፣ * ኣልጀርያ ናብ ተአንግዶ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ቻን 2023 ንምሕላፍ ኣብ ዝካየዱ ዘለዉ መጻረዪ ግጥማት ኢትዮጵያ ኣንጻር ደቡብ ሱዳን ገጢማ ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላልያ፣ * ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ንሰነጋላዊ ኣጥቃዓይ ሳዲዮ ማነ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ናይ’ዚ ዓመት ክብል ሰሊምዎ፣ * ኤርትራዊ ኮኾብ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ድሕሪ ናይ ሻምፒዮና ኤርትራ ዓወቱ ንፈለማ ግዜ ናብ ዓለምለኻዊ ቅድድም ተመሊሱ፣ መትከል ኢዮብ ኣብ ቱርኪ ተቐዳዲሙ ካልኣይ ወጺኡ፣ ዙር ፈረንሳ ኸኣ ብዓወት ደንማርካዊ ዮናስ ቪንገጎ ተዛዚሙ፣

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (25/07/2022) * ኣብ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ዓለም ኦሬገን 2022 ኢትዮጵያ ብለተሰንበት ግደይ፣ ታምራት ቶላ፣ ጎትይቶም ገብረስላሰን ጉዳፍ ጸጋይን ኣቢላ 4 መዳልያታት ወርቂ ወሲዳ፣ ብብዝሒ መዳልያታት ካልኣይቲ ኮይና ተሳትፎኣ ዛዚማ፣ * ኣልጀርያ ናብ ተአንግዶ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ቻን 2023 ንምሕላፍ ኣብ ዝካየዱ ዘለዉ መጻረዪ ግጥማት ኢትዮጵያ ኣንጻር ደቡብ ሱዳን ገጢማ ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላልያ፣ * ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ንሰነጋላዊ ኣጥቃዓይ ሳዲዮ ማነ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ናይ’ዚ ዓመት ክብል ሰሊምዎ፣ * ኤርትራዊ ኮኾብ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ድሕሪ ናይ ሻምፒዮና ኤርትራ ዓወቱ ንፈለማ ግዜ ናብ ዓለምለኻዊ ቅድድም ተመሊሱ፣ መትከል ኢዮብ ኣብ ቱርኪ ተቐዳዲሙ ካልኣይ ወጺኡ፣ ዙር ፈረንሳ ኸኣ ብዓወት ደንማርካዊ ዮናስ ቪንገጎ ተዛዚሙ፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now