SKIP TO MAIN CONTENT

ኤርትራ ኣብቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ትሳተፍ ከም ዘላ ኣሜሪካ ክትግንዘብ ከምዝኸኣለት ተገሊጹ።

Homeland Report
Members of the United Nations High Commissioner for Refugees (UNHCR) monitor the distribution of food rations at Um Rakuba refugee camp. Source: EPA Source: EPA

ጽሟቕ ዜናታት፥ ናብቶም ኣብ መዓስከራት ስደተኛታትት ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ንምርኣይ ዝኸዱ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ውሕሃ ተኹሲ ከም ዝኸፈተሎምን ከም ዝኣሰሮምን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሚኑ። ኤርትራ ኣብቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ትሳተፍ ከም ዘላ ኣሜሪካ ክትግንዘብ ከምዝኸኣለት ተገሊጹ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ማይካድራ ዝተፈጸመ ጅምላዊ ጨፍጫፍ ናይ ደገ መርመርቲ ከጻርዩዎ ከም ዘየፈቅድ ኣፍሊጡ። ናብ ሱዳን ተሰዲዶም ዘለዉ ተጋሩ፡ ብዕጡቓት ዝወረዶም ግፍዒ ንማዕከናት ዜን ይገልጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ሰብ መዚ ኤርትራ ናብ ሱዳን ኣምሪሖም።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጽሟቕ ዜናታት፥ ናብቶም ኣብ መዓስከራት ስደተኛታትት ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ንምርኣይ ዝኸዱ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ውሕሃ ተኹሲ ከም ዝኸፈተሎምን ከም ዝኣሰሮምን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሚኑ። ኤርትራ ኣብቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ትሳተፍ ከም ዘላ ኣሜሪካ ክትግንዘብ ከምዝኸኣለት ተገሊጹ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ማይካድራ ዝተፈጸመ ጅምላዊ ጨፍጫፍ ናይ ደገ መርመርቲ ከጻርዩዎ ከም ዘየፈቅድ ኣፍሊጡ። ናብ ሱዳን ተሰዲዶም ዘለዉ ተጋሩ፡ ብዕጡቓት ዝወረዶም ግፍዒ ንማዕከናት ዜን ይገልጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ሰብ መዚ ኤርትራ ናብ ሱዳን ኣምሪሖም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now