SKIP TO MAIN CONTENT

ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት፥ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ብዝውሕዝ ዘሎ ብዝሒ ስደተኛታት ስክፍታኡ ይገልጽ።

Feature
Ethiopian refugees fleeing fighting in Tigray queue to receive supplies at the Um Rakuba camp in Sudan's eastern Gedaref province, Source: AFP

ኣብ ኢትዮጵያ ብዝግበር ዘሎ ኲናት ህዝቢ ካብ ትግራይን ከባቢኡን “ብኣዚዩ ፍጥነት” ናብ ሱዳን ይስደድ ኣሎ ክብል ቤት ጽሕፈት ጉዳይ ስደተኛታት ዉሕሃ (UNHCR) ገሊጹ። መዓልታዊ ልዕሊ ኣርባዕተ ሽሕ ህይወቶም ከድሕኑ ዶብ ሰጊሮም ናብ ሱዳን ይኣትዉ ኣለዉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኢትዮጵያ ብዝግበር ዘሎ ኲናት ህዝቢ ካብ ትግራይን ከባቢኡን “ብኣዚዩ ፍጥነት” ናብ ሱዳን ይስደድ ኣሎ ክብል ቤት ጽሕፈት ጉዳይ ስደተኛታት ዉሕሃ (UNHCR) ገሊጹ። መዓልታዊ ልዕሊ ኣርባዕተ ሽሕ ህይወቶም ከድሕኑ ዶብ ሰጊሮም ናብ ሱዳን ይኣትዉ ኣለዉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now