Source: thedrumሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (14/09/2020) *** ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ ርክባት ጎልደን ስፓይክ ኦስትራቫ 2020 ውድድር ጉያ እግሪ 5000 ሜ ኢትዮጵያዊ ሰለሞን ባሬጋ ካልኣይ ወጺኡ፡ *** ኣብ መበል 55 ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ቲረኖ ኣድሪያቲኮ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ መኽፈቲ መዓልቲ ውድድር ጽቡቕ ምንቅስቓስ ኣርእዩ፡ *** ኢትዮጵያ ዓመታዊ ዋዕላ ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ ዝመጽእ ወርሒ ታሕሳሳ ከተአንግድ ከምዝተመርጸት ተፈሊጡ፡ *** ዝለዓለ ብዝሒ ተኸተልቲ ኣብ መድረኻት ሓፋሽ ዘለዎም 10 ከዋኽብቲ ኩ’እግሪ ዓለም ስሞም ተዘርጊሑ ዝብሉ ኣርእስታት ዜና ዝትንትን
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (14/09/2020) *** ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ ርክባት ጎልደን ስፓይክ ኦስትራቫ 2020 ውድድር ጉያ እግሪ 5000 ሜ ኢትዮጵያዊ ሰለሞን ባሬጋ ካልኣይ ወጺኡ፡ *** ኣብ መበል 55 ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ቲረኖ ኣድሪያቲኮ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ መኽፈቲ መዓልቲ ውድድር ጽቡቕ ምንቅስቓስ ኣርእዩ፡ *** ኢትዮጵያ ዓመታዊ ዋዕላ ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ ዝመጽእ ወርሒ ታሕሳሳ ከተአንግድ ከምዝተመርጸት ተፈሊጡ፡ *** ዝለዓለ ብዝሒ ተኸተልቲ ኣብ መድረኻት ሓፋሽ ዘለዎም 10 ከዋኽብቲ ኩ’እግሪ ዓለም ስሞም ተዘርጊሑ ዝብሉ ኣርእስታት ዜና ዝትንትን