SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ኢትዮጵያ ምጽናት ዓሌት ምፍጻሙ ኣብ ኣሜሪካ ብዝርከብ ኒው ላይንስ ኢንስቲትዩት ዘዳለዎ መጽናዕቲ ዘርጊሑ።

SBS Tigrinya Homeland Report
Credit: Timon Reinhard/Unsplash

መንግስቲ ኢትዮጵያ ምጽናት ዓሌት ምፍጻሙ ዝድምድም መጽናዕቲ ኣብ ኣሜሪካ ብዝርከብ ኒው ላይንስ ኢንስቲትዩት ተዘርጊሑ። ናብ ደቡብ ኮርያ ዘቕነዐ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ 1 ቢልዮን ዶላር ስምምዕ ምስታ መንግስቲ እታ ሃገር ፈጺሙ።

Published

Presented by Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መንግስቲ ኢትዮጵያ ምጽናት ዓሌት ምፍጻሙ ዝድምድም መጽናዕቲ ኣብ ኣሜሪካ ብዝርከብ ኒው ላይንስ ኢንስቲትዩት ተዘርጊሑ። ናብ ደቡብ ኮርያ ዘቕነዐ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ 1 ቢልዮን ዶላር ስምምዕ ምስታ መንግስቲ እታ ሃገር ፈጺሙ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now