SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ጸብጻባት ካብ ኢትዮጵያ

sbs
sbs image Source: SBS

ብዓሌቶም ምኽንያት ንዝተመዛበሉ ኢትዮጵያውያን መትከሊ እግሪ ከም ዝወሃብ ምክትል ምምዳር ትግራይ ተዛሪቦም፡፡ እቶም መጥቃዕቲ ዘውረዱ ሰባት ከዓ አብ ትሕቲ ቀይዲ ይውዕሉ ከም ዘለው አብሪሆም፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትግራይ ንክልተ ሰብ መዚ ካብ መዝነቶም አልዩ ንካልኦት ሽዱሽተ ከዓ መጠንቀቕታ ከም ዝሃበ አፍሊጡ፡፡ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ሃ/ማርያም ደሳለኝ ንሰለስተ መኰነናት ጀነራል መዓርግ ምክትል አዛዚ ኢታማዦር ሂቦም፡፡ ፕረዝደንት ኢትዮጵያ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ን አርብዓ አባላት ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ፀፍሒታት መዓርግ ሂቦም፡፡

Published

By SBS Tigriinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብዓሌቶም ምኽንያት ንዝተመዛበሉ ኢትዮጵያውያን መትከሊ እግሪ ከም ዝወሃብ ምክትል ምምዳር ትግራይ ተዛሪቦም፡፡ እቶም መጥቃዕቲ ዘውረዱ ሰባት ከዓ አብ ትሕቲ ቀይዲ ይውዕሉ ከም ዘለው አብሪሆም፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትግራይ ንክልተ ሰብ መዚ ካብ መዝነቶም አልዩ ንካልኦት ሽዱሽተ ከዓ መጠንቀቕታ ከም ዝሃበ አፍሊጡ፡፡ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ሃ/ማርያም ደሳለኝ ንሰለስተ መኰነናት ጀነራል መዓርግ ምክትል አዛዚ ኢታማዦር ሂቦም፡፡ ፕረዝደንት ኢትዮጵያ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ን አርብዓ አባላት ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ፀፍሒታት መዓርግ ሂቦም፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now