SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ

Interview Tigrinya
Source: Million Haileselasie

ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ደምሕት) ኣብ ኣስመራ ይዝትዩ ኣለዉ። ብ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኤርትራ ዑደት ክገብር እዩ። ገዳይም መራሕቲ ብኢዴንን መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝነበሩ ኣይተ በረከት ስምኦንን ኣይተ ታደሰ ካሳን ካብ ኣባልነት ማእከላይ ኮሚቴ ተረፊቶም።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ደምሕት) ኣብ ኣስመራ ይዝትዩ ኣለዉ። ብ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኤርትራ ዑደት ክገብር እዩ። ገዳይም መራሕቲ ብኢዴንን መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝነበሩ ኣይተ በረከት ስምኦንን ኣይተ ታደሰ ካሳን ካብ ኣባልነት ማእከላይ ኮሚቴ ተረፊቶም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now