Tigray and Ethiopian Communities demonstrating in the street of Melbourne. Source: SBSብ ዓርቢ 10 ታሕሳስ 2021 ብማሕበረሰብ ተጋሩን ኦሮሞን በቲ ካልእ ወገን ድማ ብማሕበረሰብ ኢትዮጵያዊያንን ገለ ኤርትራዊያንን ብሰንበት 12 ታሕሳስ 2021 ኣብ ከተማ መልበርን ፊት ፓርላማ ቪክቶሪያ ሰላማዊ ሰልፊ ጌሮም ኔሮም። ብዛዕባቲ ሰልፊ ምስ ኣተሓባባሪ ተጋሩ ዶ/ር ሰሎሞን ገብረስላሴ ከምኡ'ውን ምስ ኣተሓባባሪ ናይ ኢትዮጵያ ኣቶ ወንድም ኣገኘሁ ሲሳያ ብዛዕባቲ ሰልፊ ዝሃብዎ ሓበሬታ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ብ ዓርቢ 10 ታሕሳስ 2021 ብማሕበረሰብ ተጋሩን ኦሮሞን በቲ ካልእ ወገን ድማ ብማሕበረሰብ ኢትዮጵያዊያንን ገለ ኤርትራዊያንን ብሰንበት 12 ታሕሳስ 2021 ኣብ ከተማ መልበርን ፊት ፓርላማ ቪክቶሪያ ሰላማዊ ሰልፊ ጌሮም ኔሮም። ብዛዕባቲ ሰልፊ ምስ ኣተሓባባሪ ተጋሩ ዶ/ር ሰሎሞን ገብረስላሴ ከምኡ'ውን ምስ ኣተሓባባሪ ናይ ኢትዮጵያ ኣቶ ወንድም ኣገኘሁ ሲሳያ ብዛዕባቲ ሰልፊ ዝሃብዎ ሓበሬታ።