SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ

Etsiopia, Eritrea
Source: SBS

ኣብ ከባቢ ሞያለ ዘሎ ጎንጺ ክንዮ ዶብ ኢትዮጵያ ከይሓልፍ ተሰጊኡ። ብሞት ዝሓለፉ ፕረሲደንት ኢትዮጵያ ነበርን ን ኤርትራ ዝነበሮም ራእይን። ኣብ እዋናዊ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያውን ኩነታት ኢትዮጵያ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ይግበር ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ዩንቨርስቲ መቐለ ዘሰናድኦ እንትኸውን፥ ነባራት ኣመራርሓ ኢህወዴግ፣ ምሁራን፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ኣመራርሓ 15 ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ተረኺቦም ኣለዉ። ከልእን…………..

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ከባቢ ሞያለ ዘሎ ጎንጺ ክንዮ ዶብ ኢትዮጵያ ከይሓልፍ ተሰጊኡ። ብሞት ዝሓለፉ ፕረሲደንት ኢትዮጵያ ነበርን ን ኤርትራ ዝነበሮም ራእይን። ኣብ እዋናዊ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያውን ኩነታት ኢትዮጵያ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ይግበር ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ዩንቨርስቲ መቐለ ዘሰናድኦ እንትኸውን፥ ነባራት ኣመራርሓ ኢህወዴግ፣ ምሁራን፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ኣመራርሓ 15 ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካን ተረኺቦም ኣለዉ። ከልእን…………..

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now