ምሁራን ኢትዮጵያን ኤርተራን አብ ርክብ ህዝብታት ክልቲአን ሃገራት ዘድሃበ ዘተ ኣቃኒዖም፡ ዘተ ህዝብታት አምሓራን ትግራይን አብ ጎንደር ይሳለጥ አሎ፡ አብ ኢትዮጵያ ዘሎ አተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ንክመሓየሽ እንግሊዝ ፀዊዓ፡ አብ ትግራይ ከባቢ ከተማ ፍረ ወይኒ ካብ ቀብሪ ዝምለሱ ዝነበሩ ሰባት ዘሳፈረት መኪና ብምግምጣላ ልዕሊ 20 ሰባት ሞይቶም፡
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

