SKIP TO MAIN CONTENT

“ኢትዮጵያ ብኹሉ ወገና ጸገም እናሃለዋ ምስ ኤርትራ ጥራይ ዘሎ’ዩ እቲ ዝዓበየ ምባል ንዘይከኣልዎ ንሕና ዝሰራሕናዮ ዘይምኽባርን ኣብ ጥርሑ ኣውያት’ዩ”

Prime minister Abiy Ahmed gives a new year interview
Source: Utopiamultimedia

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2013 ኣብ ዝሃቦ ቃለመሕትት ኣብ ካልኣይ ክፋሉ ንጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዝምልከት ሰፊሕ መልሲ ሂቡ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር እቲ ዝምድና ኣብ መንጎ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዘሎ ዕርክነትን ሽርክነትን ጥራይ እዩ እምበር ኣብ ውዕላትን ሕጊን ዝተመርኮሰ ትካላዊ ኣይኮነን ንዝብል ብሰፊሕ ኣብነታት ኣሰንዩ ነቶም ዝነቕፍዎ እናዘለፈ መልሲ ሂቡ። ምናልባት ኣብ’ዚ ቃለመሕትት ብዙሓት ዘገርሙ ኣብነታት ተጠቒሶም ስለዘለው እቲ ንኤርትራ ዝምልከት ዝቐረበሉ ሕቶን ዝሃቦ መልሲን ኣብ'ዚ እነሆ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2013 ኣብ ዝሃቦ ቃለመሕትት ኣብ ካልኣይ ክፋሉ ንጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዝምልከት ሰፊሕ መልሲ ሂቡ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር እቲ ዝምድና ኣብ መንጎ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዘሎ ዕርክነትን ሽርክነትን ጥራይ እዩ እምበር ኣብ ውዕላትን ሕጊን ዝተመርኮሰ ትካላዊ ኣይኮነን ንዝብል ብሰፊሕ ኣብነታት ኣሰንዩ ነቶም ዝነቕፍዎ እናዘለፈ መልሲ ሂቡ። ምናልባት ኣብ’ዚ ቃለመሕትት ብዙሓት ዘገርሙ ኣብነታት ተጠቒሶም ስለዘለው እቲ ንኤርትራ ዝምልከት ዝቐረበሉ ሕቶን ዝሃቦ መልሲን ኣብ'ዚ እነሆ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now