SKIP TO MAIN CONTENT

ተቓዉሞ ኢትዮጵያዊያን ኣውስትራሊያውያንን ዘሕዝን ፍጻመ ሰልፊ ኦሮሞ ኣብ ቢሾፍቱን

Members of the Ethiopian-Australian community in Sydney during a recent protest against the Ethiopian government. (SBS)
Members of the Ethiopian-Australian community in Sydney during a recent protest against the Ethiopian government. (SBS) Source: Members of the Ethiopian-Australian community in Sydney during a recent protest against the Ethiopian government. (SBS)

ኣብ ቢሾፍቱ ንሃይማኖታዊ በዓል ተኣኪቡ ዝነበረ ህዝቢ ኦሮሞ ናብ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ድሕሪ ምቕያሩ፡ ፖሊስ ዘንብ ዕ ጋዝን ናይ ጎማ ጠያይትን እኳ እንተተኮሰ ብስንባደ ኣብ ርእሲ ርእሲ ብምርግጋጽ ዓሰርተታት ሰባት ሞይቶም ብዙሓት ድማ ቆሲሎም። ኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ገለ ክፋል ማሕበረሰ ኢትዮጵያዊያን ኣውስትራሊያዊያን ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ተቓዉሞኦምን ሓዞኖምን ንምግላጽ ኣብ ሲድኒ ወጺኦም ኣምሲዮም፡ ጸብጻብ ይስዕብ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ቢሾፍቱ ንሃይማኖታዊ በዓል ተኣኪቡ ዝነበረ ህዝቢ ኦሮሞ ናብ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ድሕሪ ምቕያሩ፡ ፖሊስ ዘንብ ዕ ጋዝን ናይ ጎማ ጠያይትን እኳ እንተተኮሰ ብስንባደ ኣብ ርእሲ ርእሲ ብምርግጋጽ ዓሰርተታት ሰባት ሞይቶም ብዙሓት ድማ ቆሲሎም። ኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ገለ ክፋል ማሕበረሰ ኢትዮጵያዊያን ኣውስትራሊያዊያን ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ተቓዉሞኦምን ሓዞኖምን ንምግላጽ ኣብ ሲድኒ ወጺኦም ኣምሲዮም፡ ጸብጻብ ይስዕብ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now