SKIP TO MAIN CONTENT

ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ማራቶን ለንደን ተዓዊታ፣ ነቐፌታ ኣብ ውጽኢት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ሚዛን ክህልዎ መጸዋዕታ ቀሪቡ

Yalemzerf.jpg
LONDON, ENGLAND - OCTOBER 02: (EDITORIAL USE ONLY) Yalemzerf Yehualaw of Ethiopia wins the Elite Women's Marathon during the 2022 TCS London Marathon on The Mall on October 02, 2022 in London, England. (Photo by Karwai Tang/WireImage) Credit: Karwai Tang/WireImage

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (03/10/2022) * ኢትዮጵያዊት ያለምዘርፍ የኋላው ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ለንደን ዝነኣሰት ተዓዋቲት ኮይና፣ * ዞባዊ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ናብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2023 መንእሰያት ት17 ሩዋንዳ፣ ጂቡቲ፣ ሱዳንን ኤርትራን ከምዘይሳተፋ ሴካፋ ብወግዒ ኣፍሊጡ፣ * ተሳተፍቲ ሃገራት ኣብ ግጥማት ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ኣልጀርያ ቻን2022 ምድባተን ፈሊጠን፣ ኢትዮጵያ ምስ ኣአንጋዲት ሃገር ኣልጀርያ ሊብያን ሞዛምቢክን ኣብ ዝርከባሉ ጉጅለ ተመዲባ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኢራን ኤርትራዊ ዳዊት የማነ 2ይ ተርታ ሒዙ ተሳትፎኡ ክቕጽል እንከሎ ኣብ ኢል ሎምባርዲያ ዝተቐዳደመ ኢትዮጵያዊ ወላይ ሓጎስ በርሀ ከኣ ራብዓይ ወጺኡ፣ * ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ሻምፒዮና ቅ/ብ ዓለም 2022 ዎሎንጎንግ ድሙቕ ኣቀባብላን መፋነዊን እንተተገብረሎም’ኳ ውጽኢቶም ብፍላይ ኣብ ማሕበራዊት መድረኻት ክትዓት ስለዘልዓለ ምሕጽንታታት ንደገፍቲ ይቐርቡ:

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (03/10/2022) * ኢትዮጵያዊት ያለምዘርፍ የኋላው ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ለንደን ዝነኣሰት ተዓዋቲት ኮይና፣ * ዞባዊ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ናብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2023 መንእሰያት ት17 ሩዋንዳ፣ ጂቡቲ፣ ሱዳንን ኤርትራን ከምዘይሳተፋ ሴካፋ ብወግዒ ኣፍሊጡ፣ * ተሳተፍቲ ሃገራት ኣብ ግጥማት ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ኣልጀርያ ቻን2022 ምድባተን ፈሊጠን፣ ኢትዮጵያ ምስ ኣአንጋዲት ሃገር ኣልጀርያ ሊብያን ሞዛምቢክን ኣብ ዝርከባሉ ጉጅለ ተመዲባ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኢራን ኤርትራዊ ዳዊት የማነ 2ይ ተርታ ሒዙ ተሳትፎኡ ክቕጽል እንከሎ ኣብ ኢል ሎምባርዲያ ዝተቐዳደመ ኢትዮጵያዊ ወላይ ሓጎስ በርሀ ከኣ ራብዓይ ወጺኡ፣ * ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ሻምፒዮና ቅ/ብ ዓለም 2022 ዎሎንጎንግ ድሙቕ ኣቀባብላን መፋነዊን እንተተገብረሎም’ኳ ውጽኢቶም ብፍላይ ኣብ ማሕበራዊት መድረኻት ክትዓት ስለዘልዓለ ምሕጽንታታት ንደገፍቲ ይቐርቡ:

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now