SKIP TO MAIN CONTENT

“ካብቲ ኣብ ዶባት ኤርትራ ዝርከባ ዓዲታት ተበጊሱ ዝግበር ዘሎ መጥቃዕቲ፡ ነተን ኣብኡ ዝርከባ ዓዲታት ምሉእ ብምሉእ ዘብርስ እዩ።” ተመስገን ሰመረ

Interview Tigrinya
Source: Google Images

ዘይፖለቲካዊ፡ ዘይ ሻራዊ ስቪክ ማሕበር 12 ኣኽራን ነቲ ኣብ ናይ ቀደም ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ኣብ ደቡባዊ ክፋል መሬት ሃገረ ኤርትራ እትርከብ ብዓሰርተ ክልተ (12) ዓድታት ዝቖመት ወረዳ ዝርከብ ህዝቢ ዝረኽቦ ዘሎ ወጽዓ ንዝምልከቶ ጥርዓን ንምቕራብ ዝተወደበ ማሕበር እዩ። ኣብ ትግራይ ተወሊዑ ዘሎ ኲናት ነቲ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ነባሪ፡ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝሓሰመ ህይወት ኣውሪድዎ ከምዘሎ ኣባል ቦርድ ናይቲ ማሕበር ተመስገን ሰመረ ገሊጹ ኣሎ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዘይፖለቲካዊ፡ ዘይ ሻራዊ ስቪክ ማሕበር 12 ኣኽራን ነቲ ኣብ ናይ ቀደም ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ኣብ ደቡባዊ ክፋል መሬት ሃገረ ኤርትራ እትርከብ ብዓሰርተ ክልተ (12) ዓድታት ዝቖመት ወረዳ ዝርከብ ህዝቢ ዝረኽቦ ዘሎ ወጽዓ ንዝምልከቶ ጥርዓን ንምቕራብ ዝተወደበ ማሕበር እዩ። ኣብ ትግራይ ተወሊዑ ዘሎ ኲናት ነቲ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ነባሪ፡ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝሓሰመ ህይወት ኣውሪድዎ ከምዘሎ ኣባል ቦርድ ናይቲ ማሕበር ተመስገን ሰመረ ገሊጹ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now