Source: Ethiopian News Agencyመንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ከም ዓድዋ ኣኽሱምን ዓዲ ግራትን ዝበላ ዓበይቲ ከተማታት ተቖጻጺረ እንተበለኳ፡ ምሉእ ብምሉእ ነቲ ከባቢ ካብ ሓይሊታት ትግራይ ከጽርዮ ከምዘይከኣለን ኣብ ቀጻሊ ምጥፍፋእ ከምዝርከቡ እቲ ጸብጻብ ሓቢሩ። እዚ ኾይኑ ግና ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ንከተማ መቐለ ንምቁጽጻር መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ንምግባር ተዳልዮም ኣለዉ። ኤርትራዊያን ምስዚ ኲናት ዝተኣሳሰር ዝተፈላለዩ ኣረኣእያታት የንጸባርቑ ኣለዉ።
መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ከም ዓድዋ ኣኽሱምን ዓዲ ግራትን ዝበላ ዓበይቲ ከተማታት ተቖጻጺረ እንተበለኳ፡ ምሉእ ብምሉእ ነቲ ከባቢ ካብ ሓይሊታት ትግራይ ከጽርዮ ከምዘይከኣለን ኣብ ቀጻሊ ምጥፍፋእ ከምዝርከቡ እቲ ጸብጻብ ሓቢሩ። እዚ ኾይኑ ግና ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ንከተማ መቐለ ንምቁጽጻር መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ንምግባር ተዳልዮም ኣለዉ። ኤርትራዊያን ምስዚ ኲናት ዝተኣሳሰር ዝተፈላለዩ ኣረኣእያታት የንጸባርቑ ኣለዉ።