ምክትል ፕረዚደንት ባይቶ ኤውሮጳ ፡ ኢቫ ኬሊ ኣብ ኣኼባ ፓርላማ ናይ ሓባር ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ ትህበሉ እዋን Source: EPA / JALAL MORCHIDI/EPAሓደ ቤልጁማዊ ዳኛ ፡ ኣብ ፓርላማ ኤውሮጳ እተገብረ ውሳነታት ንምጽላው ፡ ካብ ሓንቲ ኣብ ወሽመጥ ዓረብ እትርከብ ሃገር ገንዘብን ህያብን ከም እተቐበሉ ንዝገለጾም ኣርባዕተ ሰባት ከሲሱ ። ሓንቲ ኣባል ፓርላማ ኤውሮጳ [ኤም-ኢ-ፒ] - ምክትል ፕረዚደንትን ግሪኻዊት ሶሺያሊስት ኢቫ ኬሊ ፡ ዝዀነ ይኹን ገበን ከም ዝፈጸመት ወይ ዘይፈጸመት ብኡንብኡ እኳ እንተ ዘይተነጸረ ፡ ምስቲ ጕዳይ ብእተተሓሓዘ ካብ ስልጣናን ተግባራታን ተኣጊዳ ኣላ ።
Published
By Brooke Young
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ሓደ ቤልጁማዊ ዳኛ ፡ ኣብ ፓርላማ ኤውሮጳ እተገብረ ውሳነታት ንምጽላው ፡ ካብ ሓንቲ ኣብ ወሽመጥ ዓረብ እትርከብ ሃገር ገንዘብን ህያብን ከም እተቐበሉ ንዝገለጾም ኣርባዕተ ሰባት ከሲሱ ። ሓንቲ ኣባል ፓርላማ ኤውሮጳ [ኤም-ኢ-ፒ] - ምክትል ፕረዚደንትን ግሪኻዊት ሶሺያሊስት ኢቫ ኬሊ ፡ ዝዀነ ይኹን ገበን ከም ዝፈጸመት ወይ ዘይፈጸመት ብኡንብኡ እኳ እንተ ዘይተነጸረ ፡ ምስቲ ጕዳይ ብእተተሓሓዘ ካብ ስልጣናን ተግባራታን ተኣጊዳ ኣላ ።