German Chancellor Angela Merkel after an informal EU summit on migration in Brussels (AAP) Source: AAPናብ ሃገራት ሕብረት ኣውሮጳ ንዝውሕዝ ብዝሒ ስደተኛ መፍትሒ ዝኸውን ንምድላይ መራሕቲ ናይ 16 ሃገራት ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ናይ ህጹጽ ኣኼባ ገይሮም። ኣብቲ ሕብረት፡ ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ስደተኛታት ምስኣተዉ ካብ 2015 ኣትሒዙ ኣብ ዉሽጢ’ቲ ሕብረት ዘለዋ ሃገራት ክካፋፈላ እየን ጸኒሐን። ብዙሓት መራሕቲ ብደረጃ ኣውሮጳ መፍትሒ ክናደ ዝድግፉ ኮይኖም ንናይ ጀርመን ቻንስለር ኣንገላ መርከል ወሲኽካ ምስ ነፍሲ ወከፍ ሃገር ብቐጥታ ምዝታይ ትደሊ እያ።
ናብ ሃገራት ሕብረት ኣውሮጳ ንዝውሕዝ ብዝሒ ስደተኛ መፍትሒ ዝኸውን ንምድላይ መራሕቲ ናይ 16 ሃገራት ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ናይ ህጹጽ ኣኼባ ገይሮም። ኣብቲ ሕብረት፡ ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ስደተኛታት ምስኣተዉ ካብ 2015 ኣትሒዙ ኣብ ዉሽጢ’ቲ ሕብረት ዘለዋ ሃገራት ክካፋፈላ እየን ጸኒሐን። ብዙሓት መራሕቲ ብደረጃ ኣውሮጳ መፍትሒ ክናደ ዝድግፉ ኮይኖም ንናይ ጀርመን ቻንስለር ኣንገላ መርከል ወሲኽካ ምስ ነፍሲ ወከፍ ሃገር ብቐጥታ ምዝታይ ትደሊ እያ።