ሎሚ ዓመት ንባሕሪ መዲተራኒያ ሰጊሮም ናብ ኣውሮጳ ዝ ኣትዉ ስደተኛታት ምስቲ ናይ ዓሚ ከመዚ እዋን ክነጻጸርከሎ ብ ኣስታት 10 ዕጽፊ በዚሑ ኣሎ። ኣብዘን ዝሓለፋ ሽዱሽተ ሳምንታት ጥራይ ባሕሪ ሰጊሮም ናብ ግሪክ ዝ ኣተዉ ስደተኛታት ል ዕሊ 110 ሺሕ በጺሖም ኣለዉ.....
Share
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends