SKIP TO MAIN CONTENT

ስጉምቲ ስዊድንን ኖርወይን ንምዕጋት ዋሕዚ ስደተኛታት

The sun setting on the Oresund Bridge (AAP)
The sun setting on the Oresund Bridge (AAP) Source: The sun setting on the Oresund Bridge (AAP)

ኣብዚ ዳሕረዋይ ቅልውላው ስደተኛታት፡ ኣብ ኣውሮጳ ንስዊድን ሲዒባ ደንማርክ ምስጀርመን ኣብዘዳዉባ ወረቐት መንነት ምሕታት ጀሚራ ኣላ። ቁጽሪ ስደተኛታት ኣብ ኣውሮጳ ሰማይ ዓሪግሉ ዘሎ እዋን፡ እዚ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ነቲ ብዘይ ፓስፖርት ምንቅስቓስ ዘፍቅድ ናይ ዞባ ሸንገንስምም ዕ ኣብ ምልክት ሕቶ ኣውዲቕዎ ይርከብ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ዳሕረዋይ ቅልውላው ስደተኛታት፡ ኣብ ኣውሮጳ ንስዊድን ሲዒባ ደንማርክ ምስጀርመን ኣብዘዳዉባ ወረቐት መንነት ምሕታት ጀሚራ ኣላ። ቁጽሪ ስደተኛታት ኣብ ኣውሮጳ ሰማይ ዓሪግሉ ዘሎ እዋን፡ እዚ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ነቲ ብዘይ ፓስፖርት ምንቅስቓስ ዘፍቅድ ናይ ዞባ ሸንገንስምም ዕ ኣብ ምልክት ሕቶ ኣውዲቕዎ ይርከብ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now