Crowds enjoy the hot weather at the beach in Broadstairs, Kent, Source: PA Wireኣብ ታሪኽ ዓባይ ብሪጣንያ ንመጀመርታ ግዜ ፡ ሙቐት 40 ዲግሪ ሰኑይን ሰሉስን ክበጽሕ ትጽቢት ኣብ ዝግበረሉ ፡ ናይ ልዑል መጠን ምቘት ቅድመ ጥንቃቐ ክግበር እዩ ። ኣብ ስጳኛ ፡ ግሪኽን ፈረንሳን እውን ፡ ኣብ ኤውሮጳ ብርቱዕ ሃሩር ኣንጸላልዩ ኣሎ ፣ መጥፋእቲ ሓዊ ክሳዕ 45 ዲግሪ ሰልሲየስ ኣብ ዝበጽሕ ኩነታት ቃልሲ ምጥፋእ ሓዊ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን ፡ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ካብታ መንበሪኦም ክወጹ ምኽንያት ኰይኑ ኣሎ ።
Published
By Essam Al-Ghalib
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ታሪኽ ዓባይ ብሪጣንያ ንመጀመርታ ግዜ ፡ ሙቐት 40 ዲግሪ ሰኑይን ሰሉስን ክበጽሕ ትጽቢት ኣብ ዝግበረሉ ፡ ናይ ልዑል መጠን ምቘት ቅድመ ጥንቃቐ ክግበር እዩ ። ኣብ ስጳኛ ፡ ግሪኽን ፈረንሳን እውን ፡ ኣብ ኤውሮጳ ብርቱዕ ሃሩር ኣንጸላልዩ ኣሎ ፣ መጥፋእቲ ሓዊ ክሳዕ 45 ዲግሪ ሰልሲየስ ኣብ ዝበጽሕ ኩነታት ቃልሲ ምጥፋእ ሓዊ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን ፡ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ካብታ መንበሪኦም ክወጹ ምኽንያት ኰይኑ ኣሎ ።