ጸብጻባት ዜና Credit: Gettyጸብጻባት ዜና * ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብቲ ክጅመር'ዩ ዝበሃል ዝርርብ መንግስታት ትግራይን ኢትዮጵያን ሕቡራት ሃገራት፣ ሕብረት ኣውሮጳን ኣሜሪካን ከም ዝሕወሱዎ ኣፍሊጡ። * ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ኣሜሪካ ፖሊሲ ምምሕዳሮም ወግዓዊ ንምግባርን ደገፍ ኣፍሪቃ ንምርካብን ኣብ ኣፍሪቃ ዑደት ከካይዱ ጀሚሮም። * ሓይልታት ፀጥታ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ደቡብ ናይታ ሃገር ኣርባዕተ ደቂኣንስትዮ ዝርከብኦም 11 ሲቪል ሰባት ከም ዝቐተሉ ተገሊጹ። * ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ቅድስት ማርያም ሓደ ተምሃራይ ብዘስካሕክሕ ኣግባብ ተቐቲሉ። * ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኬንያ ጽባሕ ሰሉስ 9 ነሓሰ 2022 ክካየድ'ዩ።
Published
Updated
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / Getty
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ጸብጻባት ዜና * ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብቲ ክጅመር'ዩ ዝበሃል ዝርርብ መንግስታት ትግራይን ኢትዮጵያን ሕቡራት ሃገራት፣ ሕብረት ኣውሮጳን ኣሜሪካን ከም ዝሕወሱዎ ኣፍሊጡ። * ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ኣሜሪካ ፖሊሲ ምምሕዳሮም ወግዓዊ ንምግባርን ደገፍ ኣፍሪቃ ንምርካብን ኣብ ኣፍሪቃ ዑደት ከካይዱ ጀሚሮም። * ሓይልታት ፀጥታ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ደቡብ ናይታ ሃገር ኣርባዕተ ደቂኣንስትዮ ዝርከብኦም 11 ሲቪል ሰባት ከም ዝቐተሉ ተገሊጹ። * ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ቅድስት ማርያም ሓደ ተምሃራይ ብዘስካሕክሕ ኣግባብ ተቐቲሉ። * ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኬንያ ጽባሕ ሰሉስ 9 ነሓሰ 2022 ክካየድ'ዩ።