Credit: JohnnyGreig/Getty Imagesኣብ ብምሉኡ ትምህርታዊ ጕዕዞ ናይ ሓደ ሰብ ንገለ ዘድንቖን ኣር ኣያ ዝኾነን መምህር ይረክብ እዩ ። በቲ ካልእ ሸነኽ ከኣ ብዙሓት መምህራን ካብ ተመሃሮኦም ዘሐድስ መንፈስ ዝሕድሩሎም: ንለውጢ ትምህርቲ ዘተባብዑዎም ይረኽቡ ይዀኑ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መምህር ብምዃን ዝርከብ ዓስብን ዕድላትን ክንርእይ ኢና ፡ እዚ ድማ ናይ ሞያ ርግኣት ፡ ሞያዊ ምዕባለ ፡ ከምኡውን ኣበርክቶ ሕብረ ብዙሕ ባህሊ መምሃራን ኣብ መስርሕ ምምሃር ክንድህስስ ኢና። ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ብምሉኡ ትምህርታዊ ጕዕዞ ናይ ሓደ ሰብ ንገለ ዘድንቖን ኣር ኣያ ዝኾነን መምህር ይረክብ እዩ ። በቲ ካልእ ሸነኽ ከኣ ብዙሓት መምህራን ካብ ተመሃሮኦም ዘሐድስ መንፈስ ዝሕድሩሎም: ንለውጢ ትምህርቲ ዘተባብዑዎም ይረኽቡ ይዀኑ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መምህር ብምዃን ዝርከብ ዓስብን ዕድላትን ክንርእይ ኢና ፡ እዚ ድማ ናይ ሞያ ርግኣት ፡ ሞያዊ ምዕባለ ፡ ከምኡውን ኣበርክቶ ሕብረ ብዙሕ ባህሊ መምሃራን ኣብ መስርሕ ምምሃር ክንድህስስ ኢና። ።