SKIP TO MAIN CONTENT

ርእይቶ ህዝቢ ከተማ መቐለ ብዛዕባ ምምራጽ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

Dr Aby Ahmed
Dr Abiy Ahmed Source: AAP

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ናይ ኢትዮጵያ ህዝቢታት ወያናይ ደሞክራሲያዊ ግንባር (ኢህወደግ) ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቦ መንበር ናይቲ ግንባር ክኸውን መሪጽዎ። ንሱ ንኣቶ ሃይለማሪያም ደሳለኝ ተኪኡ ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስተር ክኸውን ዝኽእል እዩ። ነዚ ብዝምልከት ተቐማጦ ከተማ መቐለ ዝሃብዎ ርእይቶታት፣ ልኡኽና ካብቲ ቦታ ዝሰደዶ ጸብጻብ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ናይ ኢትዮጵያ ህዝቢታት ወያናይ ደሞክራሲያዊ ግንባር (ኢህወደግ) ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቦ መንበር ናይቲ ግንባር ክኸውን መሪጽዎ። ንሱ ንኣቶ ሃይለማሪያም ደሳለኝ ተኪኡ ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስተር ክኸውን ዝኽእል እዩ። ነዚ ብዝምልከት ተቐማጦ ከተማ መቐለ ዝሃብዎ ርእይቶታት፣ ልኡኽና ካብቲ ቦታ ዝሰደዶ ጸብጻብ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now