እስራኤል ነዚ ዝወሰነት ነዞም ስደተኛታት ትወስዶም ሳልሰይቲ ሃገር ብዘይምርካባ እዩ።እዞም ስደተኛታት መብዛሕትኦም ካብ ኤርትራን ሱዳንን ብበረኻታት ሲና ናብ እስራኤል ዝኣተዉ እዮም። ቀዳማይ ሚኒስተር በኒያሚን ናታንያሁ ከምዝገለጾ ነዞም ስደተኛታት ዝኸውን መዕቆቢ ዳግም ክኸፍት ነገራት ከመዓራሪ እዩ። መንበሪ ፍቓዶም ድማ ኣብነፍሲወከፍ 6 መዓልቲ ከሐድሱ ክፍቀደሎም እዩ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

